Thursday, 03 September 2026
USD/ERN 15EUR/ERN 17.37
Eritrea News from Eritrea · WORLD EUROS
Nº 54 Thursday, 03 September 2026
Top stories

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026
Sources: Eritrea Ministry Of Information

ባሕቲ መስከረም 1961፡ ዕለተ ብስራት ንታሪኻዊ ሕርያ ህዝቢ ኤርትራ – ምስግጋር ናብ ዕጥቃዊ ተጋድሎ’ያ። መሰል ርእሰ-ውሳኔኡ ብጎበጣ ተረጊጹ ክጭፍለቕ፡ ግዳይ ጂኦ-ፖለቲካዊ ረብሓታት ርእሰ-ሓያላን ክኸውን ናይ ዘይፈቐደ ህዝቢ ዝለዓለ መልክዕ ግብረ-መልሲ ተቓውሞን መግለጺ ቅባጸት ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልስን’ያ ዝነበረት። ቅድሚ 65 ዓመታት ዝተስገደደ ከቢድ ሕርያ ይኹን’ምበር፡ ንሰለስተ ዕቑድ ብደምን ረሃጽን ህዝቢ ኤርትራ፡ ንኽልተ ስርዓታት ኢትዮጵያ – ሃይለስላሴን […]

See all — Eritrea Ministry Of Information →

Aggregated from the leading newsrooms of the country. Every story links to its original source.